Logo
TGCATALOG
Catalog Collections Blog
Dedebit Media - медиа контент

Dedebit Media - медиа контент

Dedebit Media: профессиональный медиаконтент — видео, фото, новости в Telegram.

No ratings
31
09.09.2026
31
09.09.2026
No ratings
31
09.09.2026
Safe redirect via bot
О канале

Dedebit Media: профессиональный медиаконтент — видео, фото, новости в Telegram.

Подписчиков 9,318
Тематика Entertainment
Язык English
Ссылка t.me/dedebitmedia2

We also recommend

🔹 Matrix Ai
🔹 Matrix Ai
Bot

Multifunctional bot based on top neural networks. Generation of texts, code and high-quality images. The full potential of modern AI in your Telegram without restrictions and VPN.

Wordplay
Wordplay
Bot

Telegram bot for playing words online. Play with friends or random opponents, develop vocabulary and spend time productively.

Kekaton AI | Voiceover and voice clone
Kekaton AI | Voiceover and voice clone
Bot

AI bot for text-to-speech and voice cloning in Telegram. Create audio using neural network quickly and easily.

Description

📹 Dedebit Media — канал медиакомпании с разнообразным контентом: видео, фото, короткие ролики и визуальные истории. Фокус на качественном производстве и актуальных темах.

🎬 Здесь публикуются клипы по развлечениям, лайфстайлу, новостям и креативу. Профессиональный монтаж, оригинальные идеи и высокое качество — визитная карточка.

🌐 Регулярные релизы держат в курсе трендов. Идеально для любителей качественного медиа в удобном формате Telegram.

Latest posts

Dedebit Media - медиа контент
Dedebit Media - медиа контент
🔒Открыть пост
и посмотреть медиа
መልእኽቲ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጲያ ብዕለት 16/12/2018 ዓ/ም ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ኣመልኪቱ መግለፂ ምሃቡ ይዝከር። ትግራይ ኣብቲ ዘበነ ትምህርቲ ካብ ዘፈተነቶም ተምሃሮ ኣስታት 11.2% ዝኾኑ ተምሃሮ 50 ሚኢታውን ልዕሊኡን ከምዘምፅኡ ካብቲ ዝተውሃበ መግለፂ ምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እዚ ብድምር ዝተረኸበ ውፅኢት ትሑት ዋላ እንተኾነ ኣብ ልዕሊ በቲ ጂኖሳይዳዊ ኲናት ዘበፀሓና ዕንወትን ኪሳራን መንግስቲ ፌደራል ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚሩ በጀት ብምኽልካሉ ናይ መምህራን መሃያ ብኣግባብቡን ብጊዚኡን ብዘይምኽፋሉ ዝተፈጥረ ፀገም፤ በቲ ኲናት ምኽንያት ንዝተፈጠረ ብኽነት ጊዜ ትምህርቲ ንምክሕሓስ ተምሃሮና ብዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ናይ 9ይን 10ይን ትምህርቶም ብሓደ ዓመት ዝወዱ ምኻኖም፤ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ሊዕሊ ተፈተንቲ ተምሃሮ ዝፈፀሞ በደልን ብብርኪ ሃገር ምስቶም ምንም ዓይነት ፀገም ዘይብሎም ተሓሳቢ ገይርካ እንትረአን ተሓጋጊዝና ንትምህርቲ ትግራይ ድጋፍ እንትንገብር ዝህሉ ዓቕሚ መርአዪ ኮይኑ ክውሰድ ዝኸእል እዩ። ስለዝኾነ ብኩነታት ከይተሰኮንኩም ዝልዓለ ውፅኢት ንዘመዝገብኩም ተምሃሮ ዘለና ናእዳ እናገለፅና እዚ መሪር መጉዳእትን ማህሰይትን ተፃዊርኩም ተምሃሮና ናብ ፈተና ንክቐርቡ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ዝገበርኩም መምህራን፣ ኣመራርሓ ትምህርቲ፣ ወለድን መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላትን በዚ ኣጋጣሚ ክነመስግን ንፈቱ። ኣብ መወዳእታ ዝርዝር መረዳእታ ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና ካብ ሚኒስተሪ ትምህረቲ ምስ በፅሐና ዝርዝር ትንታነ ውፅኢት እንህብ ምዃና እናገለፅና ምስ ውፅኢት ፈተና ተኣሳሲሩ ዝተፈላለዩ ሕቶታትን ጥርዓናትን ዘለኩም ተምሃሮ በዚ ሊንክ Ссылка скрыта እዚ ኣቢልኩም ክትሓቱን ብኣካል እውን ንርዕሳነ መምህራን ኣብያተ ትምህርትኹም ክተፍልጡን ንሕብር ። ትምህርቲ መሰረት ሕውየትናን ብሄራዊ ረብሓናንን! ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ 21/12/2018 ዓ.ም
Dedebit Media - медиа контент
Dedebit Media - медиа контент
🔒Открыть пост
и посмотреть медиа
ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ዘጋጠመ ዕንወት ዝፈጠሮ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብ እዋን ወሊድ ልዕሊ 1300 ህፃናትን 128 አዴታትን ከምዝሞቱ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ክሰርሖም ብዛዕባ ዝሓዞም ብዝምልከት ትልምታት ገምጋሚ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁ ብምኽንያት ኣብ ትግረይ ዘጋጠመ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ዘጋጠመ ዕንወት ሰፊሕ ምዃኑ ዝገለፁ ዶ/ር ፀጋይ ነዚ ስዒቡ ድማ ኣብ ጠለባት ጥዕና ሕ/ሰብን ዝዋሃብ ዘሎ ግልጋሎትን ሰፊሕ ዘይምምጥጣን ከም ዘሎ ተዛሪቦም። ካብዚ ብዝሓለፈ ድማ ካብ መንግስቲ ፌደራል ዝመፅእ ዝነበረ በጀት ጠቅሊሉ ብምትራፍ ኢሉ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ዝመፅአ ዝነበሩ ሓገዛት ምቕናሶም ነቲ ዘሎ ፀገም ስርዓት ጥዕና ከጋደድ ምኽንያት ምዃኑ ተዛሪቦም። ሞትን ሳቓይን ኣዴታትን ህፃናትን ንምክልኻልን ዝተመሓየሽ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ንምህናፅ ኩሉ መዳያዊ ዓቅሚ ብምውዳድ ምስራሕ ከም ዝግባእ ድማ ተዛሪቦም። ሕ/ሰብ ዕግበት ዘይረኸበሎም ሕቶታት ስርዓት ጥዕና ብዝግባእ ኣብ ምምላስ ድማ ቀዳምነት ሂብካ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም። ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝነበሩ ዝሓሹ ኣፍፃፅማታት ኣጠናኺርካ ምቅፃል አብቶም ዝደኸሙ ድማ ኣብ ዝመፅእ በጀት ዓመት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምርድድዳኣ ምስትኽኻል ይግባእ ኢሎም። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት እቲ ቢሮ ዘቅረቡ ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዳይሪክተር ምድላው ትልሚ በጀተ ክትትልን ገምጋምን ኣይተ ቴድሮስ ፀሃየ፥ ቅድሚ ኲናት 72 ሚኢታዊ በፂሑ ዝነበረ ግልጋሎት ወሊድ ኣዴታት ኣብዚ እዋን 69 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተዛሪቦም። ብኻሊእ መንገዲ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ እዋን ወሊድ ብዘጋጥም ሞት 1397 ህፃናት፥128 ኣዴታት ህይወቶም ከም ዝሰኣኑ ድማ ተዛሪቦም። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 51 ሽሕ ወገናት ኣብ ደሞም ሕማም ኤች ኣይቪ ከም ዘለዉ ከም ዝግመት ዝገለፁ ኣይተ ቴድሮስ ካብዚኦም ድማ ልዕሊ 40 ሽሕ መድሓኒት ይወስዱ ከም ዘለው ተዛሪቦም። ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 5 ወረዳታት 80,581 ገዛውቲ ምንፃግ ከሚካል መከላኸሊ ሕማም ዓሶ ከም ዝተሳለጠ ብምግላፅ 682.065 ዛንዜራ ከም ዝተዓደለ እውን ተዛሪቦም። ተበፃሕነት ኣምቡላንስ፣ ሕክምናን ኣዴታትን ህፃናት፣ ምብፃሕ ክታበት ፣ምቁፅፃር ለበዳታትን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ዝሓሸ ምንቅስቃስ ምንባሩን ኣብ ሕፅረት ምግቢ፣ምቁፅፅፃር ሕማም ኤች ኣይቪ ፣ኣዋሃህባ ግልጋሎትን ሕዚ እውን ምስራሕ ከም ዘድሊ ተዛሪቦም።
Dedebit Media - медиа контент
Subscriber dynamics
+0.1% last 30 days
Current
9,318
Month ago
9,311
Average growth
+0 / day
Updated
2 hours ago

Reviews for channel Dedebit Media - медиа контент

Log in to leave a review

Only registered users can share their opinion.

No reviews yet

Be the first to share your impression of this resource!

Similar resources

VpnSoltan- VPN solutions

VpnSoltan- VPN solutions

Entertainment
16

A channel with VPN services for a secure Internet. Instructions, recommendations and tools for anonymity.

Channel

Channel with Tatar music: songs, playlists and pop news.

Channel
ASUSPUBGM - PUBGMMobile

ASUSPUBGM - PUBGMMobile

Entertainment
30

UC, PUBG news and tournamentsMobilein one place.

Channel
Switch to Light Theme
Home Catalog Collections Blog Login