и посмотреть медиа
Dedebit Media - медиа контент
и посмотреть медиа
Dedebit Media: профессиональный медиаконтент — видео, фото, новости в Telegram.
Dedebit Media: профессиональный медиаконтент — видео, фото, новости в Telegram.
Generación de textos, código e imágenes de alta calidad. El potencial de la IA moderna en su Telegram sin restricciones y VPN.
Botón de Telegram para jugar palabras en línea. Juega con amigos o oponentes aleatorios, desarrollar vocabulario y pasar el tiempo productivamente.
bot de IA para clonar texto a voz y voz en Telegram. Cree audio utilizando la red neuronal de forma rápida y fácil.
📹 Dedebit Media — канал медиакомпании с разнообразным контентом: видео, фото, короткие ролики и визуальные истории. Фокус на качественном производстве и актуальных темах.
🎬 Здесь публикуются клипы по развлечениям, лайфстайлу, новостям и креативу. Профессиональный монтаж, оригинальные идеи и высокое качество — визитная карточка.
🌐 Регулярные релизы держат в курсе трендов. Идеально для любителей качественного медиа в удобном формате Telegram.
ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ዘጋጠመ ዕንወት ዝፈጠሮ ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብ እዋን ወሊድ ልዕሊ 1300 ህፃናትን 128 አዴታትን ከምዝሞቱ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ። ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ክሰርሖም ብዛዕባ ዝሓዞም ብዝምልከት ትልምታት ገምጋሚ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶ/ር ፀጋይ በሪሁ ብምኽንያት ኣብ ትግረይ ዘጋጠመ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ዘጋጠመ ዕንወት ሰፊሕ ምዃኑ ዝገለፁ ዶ/ር ፀጋይ ነዚ ስዒቡ ድማ ኣብ ጠለባት ጥዕና ሕ/ሰብን ዝዋሃብ ዘሎ ግልጋሎትን ሰፊሕ ዘይምምጥጣን ከም ዘሎ ተዛሪቦም። ካብዚ ብዝሓለፈ ድማ ካብ መንግስቲ ፌደራል ዝመፅእ ዝነበረ በጀት ጠቅሊሉ ብምትራፍ ኢሉ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ዝመፅአ ዝነበሩ ሓገዛት ምቕናሶም ነቲ ዘሎ ፀገም ስርዓት ጥዕና ከጋደድ ምኽንያት ምዃኑ ተዛሪቦም። ሞትን ሳቓይን ኣዴታትን ህፃናትን ንምክልኻልን ዝተመሓየሽ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ንምህናፅ ኩሉ መዳያዊ ዓቅሚ ብምውዳድ ምስራሕ ከም ዝግባእ ድማ ተዛሪቦም። ሕ/ሰብ ዕግበት ዘይረኸበሎም ሕቶታት ስርዓት ጥዕና ብዝግባእ ኣብ ምምላስ ድማ ቀዳምነት ሂብካ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም። ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝነበሩ ዝሓሹ ኣፍፃፅማታት ኣጠናኺርካ ምቅፃል አብቶም ዝደኸሙ ድማ ኣብ ዝመፅእ በጀት ዓመት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምርድድዳኣ ምስትኽኻል ይግባእ ኢሎም። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት እቲ ቢሮ ዘቅረቡ ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዳይሪክተር ምድላው ትልሚ በጀተ ክትትልን ገምጋምን ኣይተ ቴድሮስ ፀሃየ፥ ቅድሚ ኲናት 72 ሚኢታዊ በፂሑ ዝነበረ ግልጋሎት ወሊድ ኣዴታት ኣብዚ እዋን 69 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተዛሪቦም። ብኻሊእ መንገዲ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ እዋን ወሊድ ብዘጋጥም ሞት 1397 ህፃናት፥128 ኣዴታት ህይወቶም ከም ዝሰኣኑ ድማ ተዛሪቦም። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 51 ሽሕ ወገናት ኣብ ደሞም ሕማም ኤች ኣይቪ ከም ዘለዉ ከም ዝግመት ዝገለፁ ኣይተ ቴድሮስ ካብዚኦም ድማ ልዕሊ 40 ሽሕ መድሓኒት ይወስዱ ከም ዘለው ተዛሪቦም። ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 5 ወረዳታት 80,581 ገዛውቲ ምንፃግ ከሚካል መከላኸሊ ሕማም ዓሶ ከም ዝተሳለጠ ብምግላፅ 682.065 ዛንዜራ ከም ዝተዓደለ እውን ተዛሪቦም። ተበፃሕነት ኣምቡላንስ፣ ሕክምናን ኣዴታትን ህፃናት፣ ምብፃሕ ክታበት ፣ምቁፅፃር ለበዳታትን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ዝሓሸ ምንቅስቃስ ምንባሩን ኣብ ሕፅረት ምግቢ፣ምቁፅፅፃር ሕማም ኤች ኣይቪ ፣ኣዋሃህባ ግልጋሎትን ሕዚ እውን ምስራሕ ከም ዘድሊ ተዛሪቦም።
Открыть канал и посмотреть медиаSolo los usuarios registrados pueden compartir su opinión.
¡Sé el primero en compartir tu experiencia con este recurso!
Películas indias y coreanas con subtítulos. Una colección de pinturas populares.
Una colección de películas y series de televisión con fácil acceso a través de Telegram.
Breve narración de películas y series de televisión en Telegram.